ናይ ኢድ ጥራሕ ቀሊል CPR ምፍላጥ ህይወት ከድሕን ይኽእል። ዝኾነ ሰብ ተዘሪሩ ክወድቕ እንተሪእኹምዎ፣ እዞም ዝስዕቡ ስጉምቲታት ተኸተሉ: 1. ናብ 9-1-1 ደውሉ ወይ ናብ 9-1-1 ንኽድውል ካልእ ሰብ ስደድ. a. ዘለኻዮ ቦታ ፍለጥ b. ምርካብ ዝከኣል እንተኾይኑ፣ ካልእ ሰብ AED ክረክብ ስደዱ። c. በይንኹም እንተኾይንኩም ናይ ተሌፎንኩም ስፒከር ዓው ኣብልዎ። d. ኢንግሊሽ ምዝራብ ዘይትኽእሉ እንተኾይንኩም፣

​Read More